Trending Bestseller

"ሕድሪ መድህንን ኣልጋነሽን" -"Covenant between Medhn & Alganesh"

ካብ መጽሓፍ "ህልኽ ተስፎምን ሃብቶምን" ዝቐጸለ ዛንታ።

No reviews yet Write a Review
Paperback / softback
29 May 2020
$45.89
In Stock: Ships in 7-9 Days
Hurry up! Current stock:

ኣብ ቀዳማይቲ መጽሓፍ፣ እቲ ኹሉ ስግንጢር ጠባይን፣ ባህርን፣ ህልኽን፣ ትርን ናይዞም ክልተ ተጻያት ተደማሚሩ፣ ናብ ገበን፣ ናብ ፍርዲ፣ ናብ ምብትታንን፣ ማእሰርትን ሓደጋን ኣብጺሑ። እቲ ሽግር ግን፣ በዚ ኣብ “ህልኽ ተስፎምን ሃብቶምን” ዝተኸሰተ ዘሕዝን ፍጻመታት ኣየብቀዐን። ንሱ እቲ ዝነኣሰ ሳዕቤኑ ኢዩ ነይሩ።

ኣብ “ሕድሪ መድህንን ኣልጋነሽን፣” እቲ ዝኸፍአን ዝገደደን ሳዕቤናቱ፣ ብዝርዝር ክኽሰትን ክቕላዕን ኢዩ። ካብቲ ዝሓለፈ ዝወልዕዎ ሓዊ ስለ ዘይተማህሩ ኸኣ፣ ኣብቲ ዝቕጽል ዛንታ፣ ካብ ኣእምሮኣውን ኣካላውን ስንክልና፣ ናብ ማዕረ ሞትን፣ ቅትለትን፣ ዘይወጽእ ጓህን ሓዘንን ኢዮም ወዲቖም። ኣንስቶምን፣ ደቆምን፣ ስድራ ቤቶምን ከኣ ኢዮም፣ ቀንዲ ግዳያት ናይዚ ዕብዳን’ዚ ዝኾኑ።

 “ሕድሪ መድህንን ኣልጋነሽን፣”

  • ዛንታ ተስፎምን፣ ቅንዕናኡን፣ ድኽመታቱን፣ ፈተናታቱን፣ ከምኡ ኸኣ ዛንታ ብድሆኡን ስቓዩን መወዳእታኡን ኢዩ።
  • ከምኡ ኸኣ፣ ዛንታ ነብሰ-ፍትወትን፣ በለጽን፣ ስስዐን፣ ዓመጽን፣ ጥልመትን ሃብቶምን ኣልማዝን’ውን ኢዩ።
  • ብተወሳኺ፣ ዛንታ ልቦናን፣ ፍቕርን፣ ሓልዮትን፣ ጽንዓትን፣ ተወፋይነትን መድህንን ኣልጋነሽን ከኣ ኢዩ።
  • ከምኡ ኸኣ፣ ዛንታ እቶም ምእንቲ ፍቕሪ ዝተሳቐዩን፣ ከቢድ መስዋእቲ ዝኸፈሉን፣ ብሩኽን ክብረትን’ውን ኢዩ።
  • ብዓቢኡ ኸኣ፣ ዛንታ እቶም ኣብነት ፍትሕን፣ ልቦናን፣ ዕብየትን፣ ክብርታት ወለድናን ሕብረተሰብናን ዝኾኑ፣ ግራዝማች ሰልጠነን፣ ወሳኒ ተራኦምን፣ ሓልዮቶምን፣ ሓድጎምን ኢዩ።

 እምበኣር፣ እዞም ኣብዘን ናይ 30 ዓመታት ዛንታ ጉዕዞ ህይወት ዝትርኻ ክልተ መጽሓፍቲ፣ “ህልኽ ተስፎምን ሃብቶምን፣” ከምኡ ኸኣ፣ “ሕድሪ መድህንን ኣልጋነሽን፣” ዝተሃንጹ ገጸ ባህርያት፣ ነዚ’ዮም ከንጸባርቑን ከሰጋግሩን ዝህቅኑን ዝጽዕቱን።

This product hasn't received any reviews yet. Be the first to review this product!

$45.89
In Stock: Ships in 7-9 Days
Hurry up! Current stock:

"ሕድሪ መድህንን ኣልጋነሽን" -"Covenant between Medhn & Alganesh"

$45.89

Description

ኣብ ቀዳማይቲ መጽሓፍ፣ እቲ ኹሉ ስግንጢር ጠባይን፣ ባህርን፣ ህልኽን፣ ትርን ናይዞም ክልተ ተጻያት ተደማሚሩ፣ ናብ ገበን፣ ናብ ፍርዲ፣ ናብ ምብትታንን፣ ማእሰርትን ሓደጋን ኣብጺሑ። እቲ ሽግር ግን፣ በዚ ኣብ “ህልኽ ተስፎምን ሃብቶምን” ዝተኸሰተ ዘሕዝን ፍጻመታት ኣየብቀዐን። ንሱ እቲ ዝነኣሰ ሳዕቤኑ ኢዩ ነይሩ።

ኣብ “ሕድሪ መድህንን ኣልጋነሽን፣” እቲ ዝኸፍአን ዝገደደን ሳዕቤናቱ፣ ብዝርዝር ክኽሰትን ክቕላዕን ኢዩ። ካብቲ ዝሓለፈ ዝወልዕዎ ሓዊ ስለ ዘይተማህሩ ኸኣ፣ ኣብቲ ዝቕጽል ዛንታ፣ ካብ ኣእምሮኣውን ኣካላውን ስንክልና፣ ናብ ማዕረ ሞትን፣ ቅትለትን፣ ዘይወጽእ ጓህን ሓዘንን ኢዮም ወዲቖም። ኣንስቶምን፣ ደቆምን፣ ስድራ ቤቶምን ከኣ ኢዮም፣ ቀንዲ ግዳያት ናይዚ ዕብዳን’ዚ ዝኾኑ።

 “ሕድሪ መድህንን ኣልጋነሽን፣”

  • ዛንታ ተስፎምን፣ ቅንዕናኡን፣ ድኽመታቱን፣ ፈተናታቱን፣ ከምኡ ኸኣ ዛንታ ብድሆኡን ስቓዩን መወዳእታኡን ኢዩ።
  • ከምኡ ኸኣ፣ ዛንታ ነብሰ-ፍትወትን፣ በለጽን፣ ስስዐን፣ ዓመጽን፣ ጥልመትን ሃብቶምን ኣልማዝን’ውን ኢዩ።
  • ብተወሳኺ፣ ዛንታ ልቦናን፣ ፍቕርን፣ ሓልዮትን፣ ጽንዓትን፣ ተወፋይነትን መድህንን ኣልጋነሽን ከኣ ኢዩ።
  • ከምኡ ኸኣ፣ ዛንታ እቶም ምእንቲ ፍቕሪ ዝተሳቐዩን፣ ከቢድ መስዋእቲ ዝኸፈሉን፣ ብሩኽን ክብረትን’ውን ኢዩ።
  • ብዓቢኡ ኸኣ፣ ዛንታ እቶም ኣብነት ፍትሕን፣ ልቦናን፣ ዕብየትን፣ ክብርታት ወለድናን ሕብረተሰብናን ዝኾኑ፣ ግራዝማች ሰልጠነን፣ ወሳኒ ተራኦምን፣ ሓልዮቶምን፣ ሓድጎምን ኢዩ።

 እምበኣር፣ እዞም ኣብዘን ናይ 30 ዓመታት ዛንታ ጉዕዞ ህይወት ዝትርኻ ክልተ መጽሓፍቲ፣ “ህልኽ ተስፎምን ሃብቶምን፣” ከምኡ ኸኣ፣ “ሕድሪ መድህንን ኣልጋነሽን፣” ዝተሃንጹ ገጸ ባህርያት፣ ነዚ’ዮም ከንጸባርቑን ከሰጋግሩን ዝህቅኑን ዝጽዕቱን።

Customers Also Viewed

Discover your next great read at BookLoop, Australia's trusted online bookstore offering a vast selection of titles across various genres and interests. Whether you're curious about what's trending or searching for graphic novels that captivate, thrilling crime and mystery fiction, or exhilarating action and adventure stories, our curated collections have something for every reader. Delve into imaginative fantasy worlds or explore the realms of science fiction that challenge the boundaries of reality.

For those with a green thumb, our comprehensive range of gardening books provides insights and tips for all levels of enthusiasts. If you're aiming to enhance your financial acumen, our selection of finance, business, and management books offers valuable knowledge from industry experts. Craft lovers will appreciate our assortment of handicrafts, decorative arts, and crafts books, perfect for inspiring your next project. Engage your mind with our collection of hobbies, quizzes, and games books, or explore the mystical with our fortune-telling and divination guides.

Transportation aficionados can immerse themselves in our extensive transportation books, including detailed works on road and motor vehicles. Young readers are not left out, with a delightful array of picture books and early learning concepts designed to educate and entertain. Fans of contemporary narratives will find compelling stories in our contemporary fiction section. Embark on epic journeys with our fantasy and science fiction titles, or gain inspiration from real-life tales in our biographies and true stories collection. Health-conscious readers can explore our health and wholefood cooking books, focusing on specific diets and conditions.

Stay updated with the literary world by browsing our trending books, featuring the latest bestsellers and critically acclaimed works. Explore titles from popular brands like Minecraft, Pokemon, Star Wars, Bluey, Lonely Planet, ABIA award winners, Peppa Pig, and our specialized collection of ADHD books. At BookLoop, we are committed to providing a diverse and enriching reading experience for all.